Skip to content

Mesel-Biherat.com

Home PCNC
PCNC
دعوة عامة
Friday, 04 June 2010 14:14

يصل إلى مدينة تورنتو في يوم 6 يونيو 2010 مندوب اللجنة التحضيرية للمؤتمر الوطني للتغيير الديمقراطي في

 
ህዝባዊ መጸዋዕታ
Friday, 04 June 2010 14:12

ሰንበት ሰነ 6 / 2010 አብ ከተማ ቶሮንቶ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ብዝምልከት ናይ ሰሜን አመሪካን /ካናዳን ወኪል አሰናዳዊት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ መግለጽን መምርሕታትን ክህብ ይመጽእ ስለዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ብሓድነት ህዝቡን ሃገሩን ዝሓልን፤ ዝግደስን አብዚ ታሪኻዊ አኼባ ተረኺቡ ሃነጽቲ ርእይቶታትን ሓሳባትን ከበርክት ብኽብሪ ይዕደም።

 
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ብጉዳይ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ
Thursday, 03 June 2010 07:43
መቐጸልታ ናይ’ቲ ብኣባላት ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዋዕላ ንዲምክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባታት፡ ብኣቶ ኣሞሃ ደሞኒኮ ምክትል ኣቦ-ወምበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዋዕላን ኣቶ ተኽላይ ኣብርሃ ኣባልን ወኪልን ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዋዕላ ኣብ ሑቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ..
 
መንፈሳውን ሕልናውን ምድላው ንምዕዋት ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
Saturday, 15 May 2010 13:40

መንፈስን ሕልናን መግለጺ ባህርያት ወዲ ሰብ ኢዮም። ዝተወሳሰበ ዝምድናዊ ምትእስሳርን ጽቡቕን ሕማቕን ገጻት ካኣ ኣሎዎም። እቲ ጽቡቕ መንፈስ፥ ብቕንዕና፡ ንጽህና፡ ህድኣት፡ ምኽባር፡ ምምሓር ይግለጽ። እቲ ጽቡቕ ሕልና ካኣ፥ ብተስፋ፡ ሓልዮት፡ ድልየት፡ ኒሕ፡ ሓቦ ይግለጽ።

 
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 Next > End >>

Page 1 of 5