ሕድሪ ጀጋኑ ሰማእታትና መሉእና ኣብ ናይ መጨርሽታ ምዕራፍ ንምብጽሕ ሕጂ'ውን ብጽንዓትን ተወፋይነትን ንረባረብ፡ |
Friday, 22 June 2012 08:46 |
ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ብዕለት 20/06/2012 ንግሆ ሰዓት 6፡50 ኣብ ኮኮላ ሰራዊት ጺዒና ኣብ ልዕሊ ትኸይድ ዝነበረት ናይ ጸላኢ መኪና ብኣርፒጂ መጥቃዕቲ ብምኽፋት ከቢድ ኪሳራ ከም ዘውረደ ካብ ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ፡፡
|
Read more...
|