ወጋሕታ ብርሃን ልዑላውነታን ሓድነት ህዝባን ዝሓለወት፡ ሰላምን ፍትሕን ዝሰፈና፡ ቅዋማዊትን ደሞክራስያዊትን ብልጽግቲ ሃገረ-ኤርትራ ኣብ ምርግጋጽ እጃማ እተበርክት ብግሊ (ውልቀ-ሰብ) ኣብ ሰለስተ ወርሒ እትዳሎ ልሳን እያ፡፡
ብሓልዮት ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፓጋንዳን ሰደግኤ ዝዳሎ ክልተ ወርሓዊ ዕላዊ ልሳን ሕዳር - ታሕሳስ 2009 1ይ ዓመት ቁ.6