Skip to content

Mesel-Biherat.com

Home Zena Awetat
Zena Awetat
ዝርዝር ዜና ዓወት
Tuesday, 02 November 2010 10:10
ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ኣብ ቢንቶ ካሪና ኣብ ልዕሊ ዝዓረደ ሓደ መስርዕ ሓይሊ ስለያ መጥቃዕቲ ፈጺሙ፡፡ እቲ መጥቃዕቲ ሓሙስ ዕለት 28/10/2010 ለይቲ ሰዓት 11፡00 ኣብ ቢንቶ ካሪና ኣብ ልዕሊ ዝዓረደ ናይ ስርሒት ዞባ 3፣ ክ/ሰራዊት 31፣ ሳልሳይ ብርጌድ፣ ቀዳማይ ባጣሎኒ፣ ካልኣይ ሓይሊ፣ ቀዳማይ ጋንታ ኣብ ልዕሊ ዝኾነት ሓንቲ መስርዕ እዩ ተወሲዱ፡፡
Read more...
 
ዜና ዓወት፡ ኣብ ጋርሳይ ዝተገብረ መጥቃዕቲ
Tuesday, 28 September 2010 08:55
  • ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ብዕለት 12/09/2010 ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ዕውት መጥቃዕቲ ፈጺሞም፡፡
Read more...
 
ዲምሓኩኤ ካብ ጥሪ ክሳብ ነሓሴ 10/2010 ዓ.ም.ፈ ዝወሰዶም ዕውታት ወትሃደራዊ መጥቃዕቲታት
Tuesday, 28 September 2010 08:47