Home

መርገጺ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር (ኤሃግ) ኣብ ሰላማዊ ፍታሕ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢዮጵያን

ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ12 ግንቦት 1998 ዓ.ም. ብጉልባብ ዶብ ናብ ኣዕናዊ ኩናት ዝኣተዋ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስን ጉጅልኡን ብዝኣለሙዎ ሸርሒ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ፡፡ መበገሲኡ ጸቢብ ፖሎቲካውን ቁጠባውን ረብሓታት ቁንጮ ጉጅለ እዩ፡፡ እቲ ንክልተ ዓመታት ዝተኻየደ ደማዊ ኩናት፡ ገዚፍ ሰብኣውን ንዋታውን ዓቕሚ ክልቲኦም ሃገራት በሊዑ፡