Home
ሰበር ዜናታት ዓወት
- Details
- Published on Sunday, 19 January 2014 15:58
ብሽም ስርሒት ፎርቶ 2013 ዝተገብሩን ዝርዝር ዜና ዓወታት ቀዳማይ ወርሒ 2014ን ከም ውፉያትን ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ነቲ ዘይከውን፣ ዘይሕሰብን ዘይፍተንን ጎቦ ሳሕል ዝመስል ዝነበረ ስርዓት ንምንብርኻኽ ህይወቱ ዝኸፈለ ስውእ ኮሎኔል ሰይድ ዓሊ ሃጃጅ ንምዝካር ጀጋኑ ተጋደልቲ ዲምሓኩኤ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ማዕበላዊ መጥቓዕቲታት ኣካይዱ፡፡ ንዝርዝራቱ ከኣ ተኸታተሉና፡፡
ቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን ዲምሓኩኤ ጥሪ 19.2014