More video
More Audio Files...
We have 14 guests and no members online
ፋሽስታዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ዕምሪ ፖለቲካዊ ስልጣኑ ንምንዋሕ ክሳብ ሕጂ ዝተጠቐመሎም ሜላታት፡ ብሓደ ሸነኽ ወተሃደራውን ስለያውን መሓውራቱ ኣኽቲቱ ተቓውሞታት ብምድሃኽን መኣዝኖም ብምስሓትን ዝጥቀመሉ ናይ ራዕድን ሽበራን ወፍሪ እዩ፤ በቲ ካልእ መዳዩ ከኣ፡ ብሃሱሳቱን ዑሱባት መሓውራቱን ኣቢሉ ዘካይዶ ብፕሮፓጋንዳ ዝግለጽ ናይ ምድንጋርን ሓሶትን ዘመተ’ዩ፡