Home

ሓሲብካ ዝሰራሕካዮን ኣድቂቕካ ዝመተርካዮን እቲ ኣይሓምቕ እቲ ኣይሓንቕ

ብሓፈሻ ናይ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ናይ ደንበ ተቓውሞና ኩለ-መዳያዊ ድኽመታት ብብዙሓት ክኢላታትን ግዱሳትን ካብ ዝግለጽ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ። ብኣንጻሩ እቶም ካብዚ ጸገምዚ መዋጸኦ ንምርካብ ዝእምቱ ኤርትራውያን ብመንጽር እቶም ነቲ ጸገም ዝገልጹ ውሑዳት እዮም።

Read more...

ተሓምበለ ሓቂ ንክበርቕ! ተሓምበለ

ሰነድ ቁጽሪ 8

0008/2012

መልእኽቲ ንኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ

ግዝያዊት ሽማግለ ኤርትራዊት መርከብ ጥሕሻ (22.09.2012): ኣብ ዝሓለፉ ሰነዳት ከም እትሓበረ፡ እዚ ኤርትራዊ ነጻ ምንቅስቓስ እዚ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ገፋዒ ስርዓት፡  ብግብሪ ክምክቶ ዝዓጠቐ ምዃኑ እዩ። እዚ ከኣ፡ ብቅልጽምካ እትምክቶ መኸተ፡ ኣብ ተጸባይነት  ከይተዘንጋዕካ፡ ንእንታይ ትደልን  ብከመይ ትረኽቦን ናትካ ፍሉይ መሰል ኰይኑ፡ ባዕልኻ ዘራኢ፡ ባዕልኻ ኰስኳስን ኣፍራይን ስለዝገብረካ፡ ኣብ በደለኒ ፡ ኣዘንግዓኒ ዝብሉ ትሒምሒማትን  ምስምሳትን ኣየእትወካን። 

Read more...

Why such a historic document at this moment?

As high lighted in the introductory part, the objective of this material is nothing but to transgress the correct and credible historical back ground of the Eritrean Kunama to the future generation of this nationality and Eritreans as a whole.

Read more...

መብርሂ ብዛዕባ ኣድላይነትን እዋናውነት’ዚ ሰነድ!!

ኣብ መእተዊ ናይዚ ክዝርጋሕ ተሓሲቡ ዘሎ መጽናዕታዊ ሰነድ ከም ዝተገልጸ ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ጽሑፍ መጻኢ ወለዶ ብሄር ኩናማ ኤርትራ ኣብ ሕሉፍ ታሪኽ ተንጠልጢሉ ካብ ኤርትራውያን ኣሕዋቱ ከይርሕቅን ከይጻባእ እዩ፡፡

Read more...

Inna Samena kišano Documentena inna wokitenalle aysisi kogošano?

Inna documentena aw samena anibodolle kosanema kalla kosadena kaysšindana siyabiya šadiya Ertereya Kunama tammata komintittabbu koggas gosuma haydena inkaddikin kobinno? Aysabbatasi? Suma kokelowa yišama tamfedossi tasa ferňas kosonasi deya.

Read more...

Subcategories