Home

ሓሲብካ ዝሰራሕካዮን ኣድቂቕካ ዝመተርካዮን እቲ ኣይሓምቕ እቲ ኣይሓንቕ

ብሓፈሻ ናይ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ናይ ደንበ ተቓውሞና ኩለ-መዳያዊ ድኽመታት ብብዙሓት ክኢላታትን ግዱሳትን ካብ ዝግለጽ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ። ብኣንጻሩ እቶም ካብዚ ጸገምዚ መዋጸኦ ንምርካብ ዝእምቱ ኤርትራውያን ብመንጽር እቶም ነቲ ጸገም ዝገልጹ ውሑዳት እዮም።

Read more...

Subcategories