Home

Eritrean Festival 2018 East coast, Atlanta

ንሕና ደለይቲ ፍትሕን ሓድነት ህዝብና ዝጠመትና: ነበርቲ ኣትላንታን ከባቢኣን ሰፊሕ ህዝባዊ ፈስቲቫል ንመጀመርያ ሰሙን ናይ ወርሒ ነሓሰ  (August 3, 4, and 5) 2018 ንምክያድ ዘድሊ ምድላዋት ኣፋሪቕና ምህላውና ነበስረካ ኣለና።